ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኤርትራ ናብ ኢጋድ ክትምለስ ዋና ጸሓፍ ኢጋድ ኣብ ዘውጽእዎ መግለጺ ጸዊዖም


ዋና ፀሓፊ ኢጋድ ኣምባሳደር ማሕቡብ ማዓሊም ቀዳማይ ሚንስተር ኣብይ ኣሕመድ ስምምዕ ኣልጀርስ ምሉእ ብምሉእ ግብራዊ ንምግባርን ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ኤርትራን ርክባት ናብ ንቡር ንምምላስን ውሕሉልን ተባዕን መሪሕነት ወሲዶም ክብሉ መልእኽቲ ታሕጓስ ልኢኾም።

ንቡር ርክባት ኢትዮጵያን ኤርትራን ምፍታሕ ጉዳይ ዶብን ንህዝብታት ኽልቲአን ሃገራት ዝጠቅምን ሓባራዊ ባህጊ ዝኾነ ሰላምን ቁጠባዊ ውህደትን ዘግህድ እዩ ኢሎም።

ኤርትራ ናብ ኢጋድ ተመሊሳ ግቡእ ቦቱኣ ክትሕዝ እውን እቲ መግለፂ ይፅውዕ።

ርእይቶኹም

ርእይቶ ንምርኣይ

ኣብዚኣ'ሞ

መገሻ ፕረ. ኢሰያስ ኣፈወርቂ ናብ ኢትዮጵያ

እዚ ሳይንቲፊካዊ ዘይኮነ መዐቀኒ ህዝባዊ ርእይቶ፤ ንርእይቶ ወሃብቱ ጥራይ እዩ ዘመልክት

XS
SM
MD
LG