ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኤርትራ:ነዝዒ ደም ኣብ ሓንጎል ንምልላይ እተቃላጥፍ መሳርሒ


ኤርትራ:ነዝዒ ደም ኣብ ሓንጎል ንምልላይ እተቃላጥፍ መሳርሒ
please wait

No media source currently available

0:00 0:09:21 0:00

ፊሊሞን መሓሪ፡ ኣሌክሳንደር ብርሃነ፡ ሃኒባል ገብረኣብ፡ ራሄል ኣብርሃም፡ ሳልዋ ነስረዲንን ዮሃንስ ሃብተስላሰን ዝተባህሉ ሽዱሽተ ተማሃሮ ምህንድስና ኮምፕዩተር ኢንስቲዩት ቴክኖሎጂ ኤርትራ (ማይ ነፍሒ)፡ ብምኽንያት ሓደጋን ካልእ ጥዕናዊ ሳዕቤናትን ንዘጋጥም ምፍሳስ ደም ኣብ ሓንጎል ንምልላይ እትሕግዝ ሶትዌር ኣማዕቢሎም። እዛ ሶፍትዌር ግዜ ኣብ ምቝጣብን ነቲ ሕማማት ኣብ ምልላይን ዝበለጸ ውጽኢት ከምዘለዋ ኣማዕበልታ ዝገልጹ።

XS
SM
MD
LG