ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኤርትራ: ተዓጽየን ዝጸንሓ መፍረይን መሸጢን ትካላት ምኽፋቶም ተገሊጹ


ኣብ ኤርትራ ኣብ መወሽቢ ማእከል ብዝተገብረ መርመራ 1 ብቫይረስኮሮና ዝተታሕዘ ሰብ ምርካቡ ተገሊጹ።

ትማሊ ረቡዕ ኣብ ዞባ ጋሽ ባርካ ኣብ ዝርከብ መወሽቢ ማእከል ብዝተገብረ መርመራ 1 ሰብ እቲ ቫይረስ ከምእተረኽቦ ሚንስትርጥዕና ኤርትራ ኣፍሊጡ።እዚ ከምዚ’ሉ እንከሎ ላዕለዋይ ሓይሊ ዕማም ምክልኻልለበዳ ቫይረስኮሮና ተዓጽየን ዝነበራ ዝተፈላለዩ መስርሕን፡መሽጥን ትካላት ውጽኢት ጨርቂ፡ቆርበት ዕንጸይትን ሓጺንን መስትያትን ሎሚ 25 ሰነ ብምኽፋት ናይ ምፍዃስ ስጉምቲ ቀጺልዎ’ሎ ።

ርእይቶታት ንምርኣይ

XS
SM
MD
LG