ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኤርትራ: ተራ መጸበዪ ነብሰ-ጾራት ኣብ ምጉዳል መጠነ ሞት ኣደን ዕሸልን ዓቢ ከምዝኾነ ተገሊጹ


ኣብ ሚንስትሪ ጥዕና ኤርትራ ሓላፊ ኣሃዱ ጥዕና ፍርያምነት ስድራ-ቤት ኣቶ ኤፍሬም ዝብኣይ

ኣብ ርሑቕ ከባቢታት ንዝነብራ ነብሰ-ጾር ኣታት ተባሂለን ዝተሰርሓ 42 መጸበዪ ነብሰ-ጾራት፡ ሽፈነ ኣገልግሎት ጥዕና ኣብ ግዜ ጥንስን ሕርስን ብምስፋሕሞት ኣደን ዕሸልን ኣብ ምጉዳል ዓቢ ተራ ይጻወታ ከምዘለዋ ኣብ ሚንስትሪ ጥዕና ኤርትራ ላፊ ኣሃዱ ጥዕና ፍርያምነት ስድራ-ቤት ኣቶ ኤፍሬም ዝብኣይ ንድምጺ ኣሜሪካ ተዛሪቡ።


እተን ነብሰ-ጾራት ኣብ መጸበዪ ነብሰ-ጾራት ካብ 3-4 ሰሙናት ከምዝጸንሓን ሕክምናዊ ክትትልን ካልእ ናይ መግብን መደቀስን ኣገልግሎት ብነጻ ከምዝረኽባን ኣቶ ኤፍረም ተዛሪቡ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብ`ዚ ምስማዕ ይክኣል።



ርእይቶታት ንምርኣይ

XS
SM
MD
LG