ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኤርትራ:ብሰብ ሰርሖ ብልሒ ተሓጊዛ ብድምጽን ጽሑፍን ንዝተውሃባ ትእዛዝ ተተግብር ማሽን ተሰኒዓ


መርሃዊ ጸጋይ፡እልልታ ደበሳይ፡ኢሳያስ ኣፈወርቂ፡ናሆም ወልዳይን ዮውሃንስ ከሰተን ዝተበሃሉ 6 መንእሰያት ሰብ ሰርሖ ብልሒ ተመርኹሳ ብድምጽን ጽሑፍን ንዝተውሃባ ትእዛዛትን መምርሒን ተቀቢላ ብተመሳሳሊ መልሲ ትህብን ተተግብርን ማሽን ሰኒዖም።

እዛ “ሰላም ማሽን” ዝብል ስያመ ዝተውሃባ ማሽን ፡ብቋንቋታት ትግርኛን እንግሊዝኛን ትረዳዳእ ኮይና ኣብ ምቁጽጻር ገዛ፡ ኣብ ሓለዋ ገዛ፡ ውልቃዊ ሓገዛትን ዝተፈላለዩ ኣገልግሎታትን ከምትህብ ሰናዕታ ይዛረቡ።እዛ ማሽን ናይ ምስማዕን ምርኣይን ጸገማት ንዘለዎም ክፋል ሕብርተሰብ’ውን ከምተገልግል’ዮም ሰናዕታ ይዛረቡ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ርእይቶኹም

ርእይቶ ንምርኣይ

XS
SM
MD
LG