ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኤርትራ:ቁጽሪ ብኮሮና ቫይረስ ዝተታሕዙ ሰባት 15 ምብጽሑ ተገሊጹ


ኣብ ኤርትራ ቁጽሪ ብኮሮና ቫይረስ ዝተታሕዙ ሰባት 15 ምብጽሑ ሚንስትሪ ጥዕና ኤርትራ ኣፍሊጡ።

ካብቶም ተወሰኽቲ ኮሮና ቫይረስ ዝተረኽቦም ሽዱሽተ ውልቀሰባት እቶም ኣርባዕተ ኣብ መወሸቢ ዝጸንሑ ከምዝኾኑን እቶም ክልተ ድማ ኣብ መዓርፎ ነፈርቲ ብዝተገብረሎም መርመራ ነጻ ኮይኖም ብምጽንሖም ናብ ቤቶም ተፋንያኦም ዝፀንሑ ምዃኖም ሚንስትሪ ጥዕና ኤርትራ ኣፍሊጡ’ሎ።

ምስዚ ብዝተኣሳሰር መራሕቲ ሃይማኖት ክርስትናን እስልምና ኤርትራ ምእመናን ክክተልዎ ዝግባእ መምርሒታት ኣውጺኦም።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል ።

ኤርትራ:ቁጽሪ ብኮሮና ቫይረስ ዝተታሕዙ ሰባት 15 ምብጽሑ ተገሊጹ
please wait

No media source currently available

0:00 0:02:00 0:00


XS
SM
MD
LG