ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኤርትራ:ሳጋሚ ባርኖስ ቀውዒ ናይ ምቁጽጻር ስራሕ ይስራሕ ኣሎ


ኣብ ሚኒስትሪ ሕርሻ ሓላፊ ሳገምቲ ባልዓት ኣቶ ቴድሮስ ስዩም
ኣብ ሚኒስትሪ ሕርሻ ሓላፊ ሳገምቲ ባልዓት ኣቶ ቴድሮስ ስዩም

ኣብዚ ሕጂ እዋን ኣብ 45 ሃገራት ኣፍሪቃ ተራእዩ ዘሎ ብዝያዳ ዕፉን ኣብ ምብራስ ዝፍለጥ ሳጋሚ ባርኖስ ቀውዒ፡ ናይ’ዚ ሒዝናዮ ዘለና ዓመት ወርሒ የካቲት ፡ኣብ ገለ ገለ ናይ መስኖኣዊ ሕርሻ ዝካየደሎም ቦታታት ኤርትራ፡ ንዝተራእየ ሳጋሚ ባርኖስ ቀውዒ ንምቁጽጻሩ ዝተሰርሕ ውሁድ ናይ ምክልኻል ስራሕ ኣድማዒ ከምዝነበረ ኣብ ሚኒስትሪ ሕርሻ ሓላፊ ሳገምቲ ባልዓት ኣቶ ቴድሮስ ስዩም ንድምጺ ኣሜሪካ ሓቢሩ።

ኣብ ምሕደራን ሜላታት ምኽልኻልን ዘተኮሩ ኣስተምህሮታትን ጎስጓሳትን ከምዝተወሃቡን፡ህዝቢ ዝተሳተፎ ወፈራዊ ማእቶት ይስርሑ ከምዘለዉን ኣቶ ቴድሮስ ወሲኹ ገሊጹ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ኤርትራ:ሳጋሚ ባርኖስ ቀውዒ ናይ ምቁጽጻር ስራሕ ይስራሕ ኣሎ
please wait

No media source currently available

0:00 0:09:35 0:00

XS
SM
MD
LG