ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኤርትራ፡ ምርኣይ ንዝሰአኑን ንዘይተማህሩን ሰባት ንንባብ ተገልግል መሳርሒ ዝመሃዙ መንእሰያት


ሸውዓት ተማሃሮ ምህንድስና ኮምፒተር ንምርኣይ ዝሰአኑን ዘይተማህሩን ናይ ትግርኛ ጽሑፋት ንምንባብ ትሕግዝ መሳርሒ ምሂዞም ኣለው።እቶም መንእሰያት ምርኣይ ዝሰአኑ ሰባት ምንባብ ክጽገሙ ብምርኣዮም ነዚ መሳርሒ ንምስራሕ ከምዝደፋፍኦም ገሊጾም ኣለው።

እታ መሳርሒት ክብደታ 4 ኪ.ግ ትምዘን ክትኸውን ከላ ካብ ቦታ ናብ ቦታ ንምንቅስቃስ ምችእቲ ምኳኑ ዝተገልጸ ኽከውን ከሎ እታ መሳርሒት ብሓይሊ ኤሌትሪክ ትሰርሕ ምኳና’ውን መሃዝታ የረድኡ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

XS
SM
MD
LG