ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኤርትራ:መጋቢት 8 ደቂ ኣንስትዮ ማዕርነተን ዘውሕሳላ ፍልይቲ መዓልቲ ከምዝኾነት ተገሊጹ


መጋቢት 8፡ደቂ ኣንስትዮ ድምጸን ዘስማዓላን ማዕርነተን ብስራሕን ብግብርን ዘረጋግጻላን ኣገዳሲት መዓልቲ ብምዃና እዛ ዕለት ደቂ ኣንስትዮ ዘለወን ዓቕሚ ክረኣየሉ ብዝኽእል ኣገባብ ክትበዓል ኣለዋ ክብላ፡ ኣብ ዝተፈላላየ ስርሓት ኢደ-ጥበባዊ ዝነጥፋ ደቂ ኣንስትዮ ንድምጺ ኣሜሪካ ገሊጸን።

ስራሕ ብሓፈሻ ኢደ-ጥበበ ከኣ ብፍላይ ብቐጥታ ምስ መነባብሮ ደቂ ኣንስትዮ ዝተታሓዘ ብምዃኑ ዝያዳ ክነጥፋሉ ከምዝግባእ እተን ደቂ ኣንስትዮ ተዛሪበን።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

XS
SM
MD
LG