ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኤርትራ: ሕርሻ ድንሽ ኣብ ቆላ

ኤርትራ: ሕርሻ ድንሽ ኣብ ቆላ
please wait

No media source currently available

0:00 0:05:35 0:00

ኤርትራ: ሕርሻ ድንሽ ኣብ ቆላ

ዘርኢ ድንሽ፡ ብመጠኑ ዝሑል ኵነታት ኣየር ጥራይ ስለ ዝጻወር፡ ኣብ ከበሳታት ጥራይ’ዩ ዝውቱር ጸኒሑ። ንሱ’ውን ኣመና ቍሪ ቅድሚ ምጅማሩ ጥራይ ክዝራእ ስለ ዘለዎ ናቱ ውሱንነት ኣለዎ። ሚኒስተሪ ሕርሻ ኤርትራ እምበኣር ነዚ ዘሎ ጋግ ኣብ ምጽባብ ኣብ መታሕት ዝፈርየሉ ፈተነታት የካይድ ኣሎ።

This item is part of
XS
SM
MD
LG