ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኤርትራ፡ ልዕሊ 20 ናይ ምህዞን ሰንዓን ስርሓት ዝዳለወ መንእሰይ


መሃንድስ ክብሮም ዑቕባዝጊ ይበሃል።ተማሃራይ 9ይ ክፍሊ ከሎ’ዩ ኣብ ናይ ምህዞን ሰንዓን ስርሓት ክነጥፍ ጀመሩ።ክሳብ ሕጂ ከኣ 20 ዝኾኑ ስርሓት ሰሪሑ’ሎ።በቲ ፈጠራዊ ስርሓቱ ከኣ ዝተፈላለዩ ሽልማታት ረኺቡ’ዩ።ኣብ 2015 ካብ ኮለጅ ማይ ነፍሒ ብዓውዲ ምህንድስና አሌትክሪክ ድሕሪ ምምራቑ፡ ነቲ ተማሃራይ ከሎ ዝሰርሖ ዝነበረ ናይ ምህዞን ሰንዓን ስርሓቱ ኣብ ግብሪ ንምውዓል፡ “ወረጃ” ዝብል ትካል ከፊቱ ዝተፈላለዩ ቆጠብቲ ጸዓት ዝኾኑ ሞጎጎታትን እቶናትን ኣብ ምፍራይ ይርከብ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ኤርትራ፡ ልዕሊ 20 ናይ ምህዞን ሰንዓን ስርሓት ዝዳለወ መንእሰይ
please wait

No media source currently available

0:00 0:05:50 0:00


XS
SM
MD
LG