ኣስመራ —
ሎሚ ዓመት ኣብ ባሕሪ ንዘሎ ህጡር ክራማት ስዒቡ ኣብ ዝተፈላለዩ ቦታታት ናይ ኤርትራ ንዝቕጽል ሓደ ወርሒ ዝናብ ስለዝህሉ ጨንፈር ሚንስትሪ ሕርሻ ንኡስ ዞባ ሰገነይቲ ምስ ምምሕዳራትን ሰራዊትን ብምትሕብባር ህዝብን ሰራዊትን ዝሳተፎ ወፈራ የካየድ ከምዘሎ ሓላፊ ቁጠባዊ ልምዓት ናይቲ ንኡስ ዞባ ኣቶ ኪሮስ ክፍለሚካኤል ንድምጺ ኣሜሪካ ተዛሪቡ።
ኣብ’ቲ ወፈራ ዝተሳተፉ ሓረስቶትን ኣባላት ሰራዊትን ብግዲኦም ነቲ ምህርቲ ብኣጋ ንምእካብ ለይትን ቀትርን ብተወፋይነት ይሰርሑ ከምዘለዉ ተዛሪቦም።
Embed
share
Embed
share
The code has been copied to your clipboard.
The URL has been copied to your clipboard
No media source currently available