ኣካፍል
መሕተሚ
ቀዳም 28 መስከረም ኣብ ኣስመራ ሜዳ ባሕቲ መስከረም ዝተኸብረ በዓል መስቀል ምስ ዓለማዊ መዓልቲ ቱሪዝምን ተደሪቡ ብምኽባሩ ኪኖቲ ምልላይ ባህላውን ሃይማኖታውን ትውፊት ኣብ መስሕብ ቱሪዝም ዓቢ ተራ ከምዘለዎ ድምጺ ኣሜሪካ ዘዘራረቦም መንእሰያት ተዛሪቦም።
ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።
No media source currently available