ኤርትራውያን ስደተኛታት መዓስከር ዳባት ጉዳዮም ኣቓልቦ ክወሃቦ ይጽውዑ
ኣብ ኢትዮጵያ ወረዳ ዳባት መዓስከር ኣለምዋጭ ዘለው ስደተኛታት ኤርትራ ናይ መግቢን መሰረታዊ ግልጋሎትን ፀገም ከም ዘጋጠሞም ይማርሩ ኣለዉ። ላዕለዋይ ኮሚሽን ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራት(UNHCR) ብወገኑ ነቶም ኣብ መዓስከር ኣለምዋጭ ዘለው ስደተኛታት ሓገዝ የቕርበሎም ከምዘሎ ንድምፂ ኣመሪካ ብኢሜይል ኣብዝሃቦ ምላሽ ገሊፁ። እቲ ኮሚሽን’ውን ኣጋጢሙዎ ንዘሎ ሕጽረት ቀረባት ጠቒሱ ኣሎ።
ኢፒሶዳት
-
መጋቢት 14, 2025ግንዛበ መሰላት ደቀንስትዮ ንቕድሚት'ዶ ንድሕሪት? -- ዘተ
-
መጋቢት 14, 2025ምህርቲ ሕርሻ ንምዕባይ ዝሕግዝ መሳርሒ
-
መጋቢት 13, 2025ሶርያ ንዝተፈጸሙ ቅትለትን ጥሕሰት ሰብኣዊ መሰላትን ፍትሒ ትደሊ
-
መጋቢት 13, 2025ቅዱስ ወርሒ ጾመ ረመዳን ኣብ ከተማ ምጽዋዕ
-
መጋቢት 12, 2025ምእሳር ፍልስጤማዊ ተመሃራይ ዩኒቨርስቲ ኮሎምቢያን ዘስዓቦ ክትዕን
-
መጋቢት 12, 2025ምስ ደራሲት ገነት ይብራህ