ኤርትራዊ ኣመሪካዊ መሃንድስ ሶፍትወር ምስ ዘዳለዋ ፊደላት ግእዝ እተላሊ ምህዞ
ንቘልዑ ፊደላት ግእዝ እተላልይን ምንባብ ቋንቋ ትግርኛን ኣምሓርኛን እናመሃረት እተዘናግዕ ናይ ኮምፕዩተር ጸወታ ኤርትራዊ ኣመሪካዊ ሶፍትዌር መሃንድስ ፊልሞን ኣብርሃ ምሂዙ። ፊልሞን ነዚ ናይ ኮምፕዩተር ጸወታ መጀመርያ ንደቁ ቋንቋ ትግርኛ መምሃሪ ኢሉ ዘዳለዎ ኮይኑ ድሒሩ ግን ኣብቲ ዓውዲ ካብ ዘለው ሰብ ሞያን ካልኦትን ከምኡ'ውን ካብ ደቁ ብዝረኸቦ ግብረ-መልሲ ነቲ ጸወታ ብናጻ ኣብቲ ንሱ ንመምሃሪ ኢሉ ዘዳልዎ መርበብ ሓበሬታ መና ክርኤቲቭ(Mena Creative) ከም ዝዘርግሖ ይዛረብ።
ኢፒሶዳት
-
ግንቦት 27, 2022
ድምፃዊ ደበሳይ ዘገየ ምስ ጭራ ዋጣኡ
-
ግንቦት 27, 2022
መዕለቢ ዘይረኸበ ሓደጋታት ብረት ኣመሪካ
-
ግንቦት 27, 2022
ትግርኛ ናብ ጉግል ንምእታው ብዛዕባ ዝተኻየደ ስራሕ
-
ግንቦት 26, 2022
ርእይቶ ወለዲ ኣብ ጉዳይ ጃምላዊ ቅትለት ህጻናት
-
ግንቦት 26, 2022
ኮንግረስ ኣመሪካ ጥቡቕ ምፅራይ ድሕረ ባይታ ዓደግቲ ብረት ብዝምልከት ይዝትዩ
-
ግንቦት 26, 2022
ዕላል ምስ መስራቲን ኣካያዲ ስራሕን ቴክኖሎጂ ልሳን ኣስመላሽ ተካ ሓድጉ
ተወሳኺ
-
27/05/2022
ድምፃዊ ደበሳይ ዘገየ ምስ ጭራ ዋጣኡ
-
27/05/2022
መዕለቢ ዘይረኸበ ሓደጋታት ብረት ኣመሪካ
-
27/05/2022
ትግርኛ ናብ ጉግል ንምእታው ብዛዕባ ዝተኻየደ ስራሕ