ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኤርትራዊ ኣልኣዛር ኣብርሃምን ኢትዮጵያዊ ጉግሳ ወርቅነህን ኣብ ህልው ኩነታት ክልል ትግራይ


ድሕሪ ምውጻእ ሰራዊት ፈደራል መንግስቲ ኢትዮጵያን ምምላስ ሓይልታት ትግራይን፡ ኩነታት ክልል ትግራይ ናበይ ገጹ የምርሕ ዝብልን ተዛማዲ ጉዳያትን ብዝምልከት፡ ኣቶ ኣልኣዛር ኣብርሃም ካብ ኦክላንድ ካሊፎርንያ፡ ኣቶ ጉግሳ ወርቅነህ ካብ ኦታዋ ካናዳ ይኻትዑ ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል::

ፈነወ ትግርኛ ቀዳም
please wait

No media source currently available

0:00 0:30:00 0:00
ፈነወ ትግርኛ ሰንበት
please wait

No media source currently available

0:00 0:29:59 0:00

XS
SM
MD
LG