ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኤርትራዊ ናትናኤል ተስፋጽዮን ኣብ 5ይ መድረኽ ቱር ታሁ ሌክ ሳልሳይ ኮይኑ ተዓዊቱ


ኤርትራዊ ናትናኤል ተስፋጽዮን ኣብ 5ይ መድረኽ ቱር ታሁ ሌክ
ኤርትራዊ ናትናኤል ተስፋጽዮን ኣብ 5ይ መድረኽ ቱር ታሁ ሌክ

ትማሊ ኣብ ዝተኻየደ ሓሙሻይ መድረክ ውድድር ቅድድም ብሽክለታ ዙር ቱር ታሁ ሌክ ኤርትራዊ ናትናኤል ተስፋጽዮን ሳልሳይ ብምዃን ውድድሩ ብዓወት ዛዚሙ።

ኣብቲ ትማሊ ዝተኻየደ 146 ኪ.ሜ. ዝሸፈነ ውድድር ኤርትራዊያንን ተወዳደርቲ ጽቡቕ ውጽኢት ምምዝጋቦም'ውን ተፈሊጡ'ሎ።

እቲ ካብ ካብ ጥቅምቲ 7 ዝጀመረ ውድድር ቱር ታሁ ሌክ 2018 ቻይና ዝመጽእ ሰንበት ክዛዘም'ዩ።


XS
SM
MD
LG