ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኤርትራዊ መንእሰይ ካብ ሓመድ ዝተፈላለዩ ሕብርታት ይምህዝ


ኤርትራዊ መንእሰይ ካብ ሓመድ ዝተፈላለዩ ሕብርታት ይምህዝ
please wait

No media source currently available

0:00 0:11:35 0:00

ሃብቶም ገ/ዮናስ ይበሃል። ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውድታት ስነ-ጥበብ ተውህቦ ዘለዎ መንእሰይ’ዩ። ድሕሪ ዘካየዶ ተደጋጋሚ ፈተነታት ካብ ሓመድ ንዝተፈላለዩ መዓላታት ዘገልግሉ ሕብርታት(ቀለማት)ከሰርሕ ክኢሉ’ሎ። ንውጽኢት ስርሑን ነቲ ሕብሪ ንምድላው ዝሓለፎ መስርሕን ከዕልለና ናይ ሎሚ ጋሻና ኮይኑ’ሎ።

​
XS
SM
MD
LG