ኣስመራ/መቐለ —
ሃብቶም ገ/ዮናስ ይበሃል። ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውድታት ስነ-ጥበብ ተውህቦ ዘለዎ መንእሰይ’ዩ። ድሕሪ ዘካየዶ ተደጋጋሚ ፈተነታት ካብ ሓመድ ንዝተፈላለዩ መዓላታት ዘገልግሉ ሕብርታት(ቀለማት)ከሰርሕ ክኢሉ’ሎ። ንውጽኢት ስርሑን ነቲ ሕብሪ ንምድላው ዝሓለፎ መስርሕን ከዕልለና ናይ ሎሚ ጋሻና ኮይኑ’ሎ።ሃብቶም ገ/ዮናስ ነቲ ሕብሪ ንምድላዊ ዝደረኾ ቀንዲ ምኽንያት ብምግላጽ ይጅምር።