ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኤርትራዊ መንእሰይ ባዕላ ካሲሳ፡ሰንኪታ እንጀራ ተውጽእ ዘመናዊት መጎጎ ምሂዙ


መስዑድ መሓመድ ስራጂ ዝተባህለ ኤርትራዊ መንእሰይ ፣ ንስንኩላንን ኣረጋውያንን ኣብ ግምት ዘእተወ ባዕላ ካሲሳ ፣ሰንኪታ እንጀራ እተውጽእ ዘመናዊት ሞጎጎ ሰሪሑ ኣብ ኣገልግሎት ከምትወዕል ገየሩ'ሎ።

እዛ መጎጎ ብዝተፈላለዩ ኣማራጺታት ናይ ጸዓት ትሰርሕን ሃልኪ ግዜ፣ ጉልበት፣ ጸዓት(ሓይሊ)፣ ወጻኢታት ገንዘብን ተጉድልን ኣብ ርእሲ ምዃና ዓቐናን ክብደታን'ውን መጠነኛ ብምዃኑ ገፊሕ ቦታ ዘየድልያ፣ ንምቕማጣን ንምንቅስቓሳ ዝቐለለት ከምዝኾነት መሃዚኣ መስዑድ
የዛረብ።

ምስ መሃዚ’ዛ ዘመናዊት መጎጎ ዝተኻየደ ዕላል ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

XS
SM
MD
LG