No media source currently available
ኤርትራዊ መርሃዊ ቅዱስ እቲ እንኮ ኣብ ዙር ቮልታ ኮሚኑታ ቫለንስያ ስፔን 2019 ዝወዳደር ዘሎ ኤርትራዊ ተወዳዳራይ’ዩ። ዙር ቫለንስያ ስፔን ካብ ጽባሕ የካቲት 6 ክሳብ 10 ዝካየድ ኮይኑ ኣብቲ ውድድር ካብ 24 ጋንታታት ዝተዋጽኡ ኣስታት 161 ተቀዳደምቲ ክወዳደሩ’ዮም።