ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኤርትራዊያን ነበርቲ ዞባ ውሃን ከባቢኣን ቻይና ብዛዕባ ኮረና ቫይረስ እንታይ ይብሉ!


ኤርትራዊያን ነበርቲ ዞባ ውሃን ከባቢኣን ቻይና ብዛዕባ ኮረና ቫይረስ እንታይ ይብሉ!
please wait

No media source currently available

0:00 0:09:03 0:00

ኤርትራዊያን ነበርቲ ዞባ ውሃን ከባቢኣን ቻይና ብዛዕባ ኮረና ቫይረስ እንታይ ይብሉ!

ኣብ መጀመርያ’ዚ ወርሒ’ዚ ንመጀመርያ ጊዜ ኣብ ውሃን ከተማ ቻይና ዝተራእየ ተላባዒ ሕማም ምስትንፋስ ኮሮና ቫይረስ ኣብዚ ሕጂ እዋን ኣብ ኣብ 23 ሃገራት በቲ ሕማም ዝተለኽፉ ውልቀሰባት ምርካቦም ተረጋጊጹ’ሎ።

ኣብ ቻይና ጥራይ ቁጽሪ ዝሞቱ 213 በጺሑ’ሎ። ዝበዝሓ ሃገራት ናብ ቻይና ዘካይድኦ በረራታት ደው ኣቢለን ኣለዋ። ውድብ ጥዕና ዓለም ትማሊ ኣብ መላእ ዓለም ስግኣት ዝፈጥር ናይ ጥዕና ጸገም ምዃኑ ኣዊጁ’ሎ።

ኣብቲ እቲ ሕማም ዝተራእየሉ ከተማ ውሃን ንዝለዓለ ትምህርቲ ቕድሚ ኣርባዕተ ወርሒ ናብቲ ቦታ ካብ ዝኸዱ ኤርትራዊያን ሳሙኤል ሰመረ ብዛዕባ’ቲ ኣብታ ከተማ ዘሎ ኩነታትን መነባብሮኦምን ይገልጽ።

ብተመሳሳሊ ኣብ ናንጂንግ ዝተባህለት ከተማ ዝርከብ ኤርትራዊ ዮሴፍ ገብረኪዳን እውን ብዛዕባ ኣብታ ከተማ ዘሎ ህልው ኩነታት ከምዚ ክብል መብርሂ ሂቡና ኣሎ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።


XS
SM
MD
LG