ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኤርትራዊያን በጻሕቲ ኣብ ዝተፈላለዩ ትካላት ልምዓት ከተማ መቐለ ዑደት አካይዶም


ኣብ ከተማ መቐለ ዝተፈላለዩ ትካላት ልምዓት ኤርትራዊያን ዑደት ኣካይዶም።

ኤርትራዊያን ናብ ከተማ መቐለ በብውልቀኦም ዑደት ስለዝገብሩ ብሓባር ኮይኖም ዝሓሸ ሓበሬታ ንክረኽቡ እቲ ዑደት ከምዝተሰናድአ ምምሕዳር ከተማ ገሊፁ።

ድምጺ ኣሜሪካ ዘዘራረቦም ኤርትራውያን ብወገኖነም ከተማ መቐለ ካብቲ ትፅቢት ዝገበርዎ ንላዕሊ ዓብያ ከምዝረኸብዋ ተዛሪቦም።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።


XS
SM
MD
LG