ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኤርትራዊያን መበል 59 ዓመት ምጅማር ብረታዊ ቃልሲ ዘኪሮም ውዒሎም


ኤርትራዊያን መበል 59 ዓመት ምጅማር ብረታዊ ቃልሲ ሎሚ ባሕቲ መስከረም ዘኪሮም ውዒሎም።

ብምክንያት እዚ ጽንብል ድማ ኣብ ኣስመራ ዝርከብ ፈጻሚ ጉዳያት ኤምባሲ ኣሜሪካ ኣብ ብስም ኤምባሲ ኣሜሪካ ኣብ ኣስመራ ንመላእ ህዝቢ ኤርትራ ናይ እ ንዃዕ ኣብጸሓኹም መልእኽቲ ሰዲዱ።

ነዚ ዕለት ብዝምልከት ገዛ ፓርቲ'ታ ሃገር ህዝባዊ ግንባር ሓርነት ኤርትራ'ውን መግለጺ ኣውጺኡ'ሎ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ኤርትራዊያን መበል 59 ዓመት ምጅማር ብረታዊ ቃልሲ ዘኪሮም ውዒሎም
please wait

No media source currently available

0:00 0:01:57 0:00


XS
SM
MD
LG