ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

መጠንቐቕታ ኤምባሲ ኣሜሪካ ኣብ አዲስ አበባ


ኤምባሲ ኣሜሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ሎሚ ኣብ ዘውጽ መጠንቐቅታ ኣብ ከተማ አዲስ አበባ ተኹሲ ከምዝተሰምዐን፥ አባላት'ቲ ኤምባሲ ኣብ ውሑስ ቦታ ክጸንሑን ኣጠንቒቁ'ሎ።

መግለጺ ኤምባሲ ኣሜሪካ ኣብ አዲስ አበባ አባላቱ ኣብ ከተማ ባህርዳርን ከባቢኡን ካብ ምንቅስቃስ ክቑጠቡ፥ ኣብ ውሑስ ቦታ ክጸንሑ፥ ንከባቢኦም ከስተውዕሉ: ካብ ናይ ተቓውሞ ቦታታት ክርሕቑን ንመራኸቢ ብዙሃን እታ ሃገር ክከታተሉን መኺሩ’ሎ።

XS
SM
MD
LG