No media source currently available
ኣፍሪቃዊያን ፍልሰተኛታት ኣብ ቱኒዝያ ግዳያት መጥቃዕቲ ይኾኑ
መሕተሚ
ፕረዚደንት ቱኒዝያ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ብሕብረት ኣፍሪቃ ዝተኾነነ ቋንቋ ተጠቒሞም ኣብ ዘይሕጋዊ ስደተኛታት ተሪር ስጉምቲ ክውሰድ ምስ ኣወጁ ኣብታ ሃገር ዝነብሩ ስደተኛታት ምንግልታእ የጋጥሞም ከምዘለው ፀብፃብ ሮይተርስ ሓቢሩ።