ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣፍሪቃዊያን ሰብ ሞያ ክታበት ቫይረስ ኮሮና ኣብታ ኣህጉር ክፈርይ ይጽውዑ


ገለ ሰበ-ስልጣን ኣፍሪቃ ኣብ ውሽጢ`ታ ኣህጉር ክታበት ኮሮናቫይረስ ስለምንታይ ዘይነፍሪ ኢሎም ይሓቱ`ለዉ።

ኣፍሪቃ ኣብዚ እዋን 100% ክታበት ካብ ወጻኢ`ያ ተእትዎ ዘላ።

ደቡብ ኣፍሪቃ`ውን ድሮ ክታበት ኮቪድ ክተፍሪ ምጅማራ ይግለጽ ኣሎ። ለንቅነ ብርክት ዝበሉ መራሕቲ ሃገራትን ክኢላታትን ፋብሪካታት ክታበት ኣብ ኣፍሪቃ ንምትካል ክማከሩ`ዮም።

ኣብ ምምዕባል ዝርከባ ሃገራት እኹል ክታበት ይበጽሐን ከምዘየለ`ውን ዳይሬክተርውድብ ጥዕና ዓለም ዶ/ር ቴድሮስ ኣድሓኖም ሓቢሩ`ሎ።

XS
SM
MD
LG