ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣድሓኖም ገብረማርያም ፋውንደሽን ንማሕበራዊ ፍትሒ


ኣድሓኖም ገብረማርያም ፋውንደሽን ንማሕበራዊ ፍትሒ
please wait

No media source currently available

0:00 0:11:38 0:00

ብኤርትራውያን ሰብ-ሞያን ወለንተኛታትን ዝተበገሰ ፋውንደሽን ኣድሓኖም ገብረማርያም ዝሓለፈ ቀዳም ኣብ ከባቢ ዋሺንግተን ዲሲ ተመስሪቱ''ሎ። ኣቦ መንበር ቦርድ ዶ/ር ረዘነ መድሓኒ፣ ዕላማ'ቲ ማሕበር ኣብ ኤርትራ ማሕበራዊ ፍትሒ ንዘሰጉሙ ተበግሶታት ባይታ ንምፍጣር ምዃኑ ገሊጹ'ሎ። ኣድሓኖም ገብረማርያም ፋውንደሽን ንማሕበራዊ ፍትሒ፡ ኣብ ዋሺንግተን ዲሲ ዝተመዝገበ ዘይመኽሰባውን ዘይፖለቲካውን ትካል'ዩ።

XS
SM
MD
LG