ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣኼባ ኣፍሪቃዊያን ዲያስፖራ ኔትዎርክ(ADN) ኣብ ዋሽንግተን ዲሲ

ኣኼባ ኣፍሪቃዊያን ዲያስፖራ ኔትዎርክ(ADN) ኣብ ዋሽንግተን ዲሲ
please wait

No media source currently available

0:00 0:13:34 0:00

ኣኼባ ኣፍሪቃዊያን ዲያስፖራ ኔትዎርክ(ADN) ኣብ ዋሽንግተን ዲሲ

ኣብዚ ኣብ ኣሜሪካ ክፍለ ግዝኣት ካሊፎንያ ስሊከን ቫሊ ተባሂሉ ኣብ ዝጽዋዕ ከባቢ ዝተመስረተ ኣፍሪቃ ዳይስፖራ ኔት ዎርክ ዝተባህለ ዘይመንግስታዊ ትካል ሎሚ ቅነ ኣብዚ ኣብ ዋሽንግተን ዲሲ ሓደ ምትእኽካብ አካይዱ ኔሩ።

እዚ ኣብ ሲሊከን ቫሊ ዝመደበሩ ንመኽሰብ ዘይቆመ ትካል ኣፍሪቃ ዲያስፖራ ኔት ዎርክ ንኣፍሪቃዊያን ዳያስፖራን ፈተውቲ ኣፍሪቃን ምስ ኣፍሪቃ ንምትእስሳር ዝዓለመ ምኳኑ ዳይሬክተር’ቲ ትካል ኣልማዝ ነጋሽ ተረድእ።

XS
SM
MD
LG