ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣክሱም፡መሸጣ ባህላዊ ስፌት


ኣክሱም፡መሸጣ ባህላዊ ስፌት
please wait

No media source currently available

0:00 0:06:12 0:00

ኣብ ከተማ ኣክሱም ኣብ ሰሙን ሓደ ጊዜ (ቀዳም) ዝካየድ መሸጣ ባህላዊ ስፌት ኣሎ:: 'ዳዕሮ ፒያሳ' ብምባል ኣብ ዝፍለጥ ቦታ’ዮ እቲ ባህላዊ ስፌት ናውቲ ገዛ ንዕዳጋ ዝቕርብ:: ብላኻ: ፈትሊ: ቆርበትን ቂሔ ፅልሚ ዝስርሑ መሶብ: ወርቂ መሶብ: መብልዒ ቁርሲ: መኾምብያ: መካተቻን ካልኦት ባህላዊ ናውትን ኣብቲ ዕዳጋ ይቐርቡ:: ኣብዚ ዕዳጋ ድማ ደቂ ዓድን ወፃእተኛታትን እናተረኸቡ ይዕድጉን ዑደት ይገብሩ::

XS
SM
MD
LG