ኣስመራ —
በዓል ጥምቀት በደረጃ ሃገር ኣብ ከተማ ኣስመራ ማይ ጥምቀት ተባሂሉ ዝጽዋዕ ከባቢ ብድምቐት ተኸቢሩ።
ኣብቲ ስነ ስርዓት መራሕቲ ሃይማኖት፥ኣመንቲን ካብ ዝተፈላለዩ ሃገራት ዝመጹ በጻሕቲ ሃገር ተረኺቦም ኔሮም።
በዓል ጥምቀት ከተማ ኣስመራ ባህላዊ መንነቱ ሓልዩ ብዝተፈላለዩ መንፈሳዊ መዛሙርን ባህላዊ ስነ ስርዓታትን ደሚቑ ተኸቢሩ።
Embed
share
Embed
share
The code has been copied to your clipboard.
The URL has been copied to your clipboard
No media source currently available