No media source currently available
ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከቡ ተወላዶ ኦሮሞ ‘ኢሬቻ’ ተባሂሉ ዝፍለጥ ናይ ምስጋና በዓል ትማሊ ሰንበት ኣብ ከተማ ቢሾፍቱ ሆራ አርሰዲ ዝተባህለ ቀላይ ብምትእኽካብ አኽቢሮም።ባህላዊ መራሕቲ’ቲ ሕብረተሰብ ( አባገዳ) ከምኡ’ውን ብ ኣሽሓት ዝቑጸሩ ተወላዶ ኦሮሞ ኣብቲ ቦታ ብምርኻብ ነቲ በዓል ጸንቢሎም።