ኣካፍል
መሕተሚ
No media source currently available
ኣከባብራ በዓል ትንሳኤ ተመዛበልቲ ክልል ትግራይ
ብሰንኪ ኲናት ካብ በበይኑ ቦታታት ክልል ትግራይ ተመዛቢሎም ኣብ መቐለ ተዓቚቦም ንዘለዉን ካልኦት ነበርቲን ንኣከባብራ ትንሳኤ ብዝምልከት ኣዘራሪብና ኣለና።