ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣንጻር ኵሉ መሰናኽላት፤ ኣደን ጓልን


ኣንጻር ኵሉ መሰናኽላት፤ ኣደን ጓልን
please wait

No media source currently available

0:00 0:20:39 0:00

ኣንጻር ኵሉ መሰናኽላት፤ ኣደን ጓልን

ለበዳ ኮቪድ 19 ዝፈጠሮ ምምዝባል፣ ኲናት ክልል ትግራይ ዝፈጠሮ ሰንፈላል ህይወትን ካልእ ሽግራትን ተፃዊረን ደቀን ናብ ዝደልይዎ ብርኪ ምዕባለ ክበፅሑ ዝሓልፈኦ ከይዲ ህይወትን ኣብ ደቀን ዝፈጠሮ ፅልዋን ኣመልኪትና፡ ኣብ ከባቢ ዋሽንግተን ዲሲ ዝነብራ ኣደን ጓልን ኣዘራሪብና ኣሎና።

ወ/ሮ ሳራ ታድዮስ ኣደ ሰለስተ ቆልዑ ኮይና ኣብ ዓቕሚ ምዕባይ ዜጋታት ዝሰርሕ ንትርፊ ዘይሰርሕ ትካል ትሰርሕ፡ ኤሎራ ድማ 18 ዓመት ዝዕድሚኣ ሎሚ ዘመን ናይ ካልኣይ ብርኪ ትምህርታ ወዲኣ ምሉእ ስፖንሰር ረኺባ ናብ ዩንቨርስቲ ክትከይድ ተዳልያ ትርከብ ቦኽሪ ጓላ እያ።

XS
SM
MD
LG