ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

'ኣንጻር ህላዌ`ዛ ሃገር ዝሰርሑ ሓይልታት ከቶ ኣይክዕወቱን`ዮም'ሽመልስ ኣብዲሳ


ፕረዚደንት ክልል ኦሮሚያ ኣቶ ሽመልስ ኣብዲሳ፥ ኣንጻር ህላዌ`ዛ ሃገር ዝሰርሑ ሓይልታት ከቶ ኣይክዕወቱን`ዮም ኢሉ።

ንብቕዓትን ዕማመታትን ሓይልታት ጸጥታ ኣፍልጦ ንምሃብ ኣብ ክልል ደቡብ ኣብ ዝተኻየደ ስነ-ስርዓት መደረ ዘስምዐ ፕረዚድነት ክልል ኦሮሚያ፥ ኣቶ ሽመልስ፥ ኢትዮጵያ ከም ሃገር ክትቅጽል`ያ፥ እቶም ኣንጻራ ዝሰርሑ ግን ክቕህሙ`ዮም ኢሉ። ኣብቲ በዓል ፕረዚደንት ክልል ደቡብ ኣቶ ርስቱ ዪርዳው`ውን መደረ ኣስሚዑ ኔሩ።

ርእይቶታት ንምርኣይ (2)

XS
SM
MD
LG