ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣቶ ተመስገን ጥሩነህ ኣመሓዳሪ ክልል ኣምሓራ ኮይኖም ተመዚዞም


ቤት ምኽሪ ክልል ኣምሓራ ሎሚ ኣብ ዘካየዶ ስሩዕ ጉባኤ 15 ሰነ ብዝተፈፀመ መጥቓዕቲ ተፈጢሩ ዝጸንሓ ክፍተት ኣመራርሓ ንምምላእ ዘኽእል ውሳነ ኣካይዱ።

በዚ ኸኣ ኣቶ ተመስገን ጥሩነህ ኣመሓዳሪ’ቲ ክልል ክኾኑ ድሕሪ ምፅዳቕ ቃለ መሓላ ፈፂሞም ኣለው።

ቃለ መሓላ ዝፈጸሙ ሓድሽ ኣመሓዳሪ ክልል ኣምሓራ ኣቶ ተመስገን ጥሩነህ ኣብቲ ህሞት ኣብ ዘስምዕዎ መደረ ኣብቲ ክልል ክብ ዝበለ ውጥረት ፖለቲካ ኣብ ዘለወሉ ናብ መዝነቶም ምምጽኦም እቲ ጉዕዞ ጥጡሕ ከምዘይኾነ ዘረድእ’ዩ ክብል ገሊጾም።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ኣቶ ተመስገን ጥሩነህ ኣመሓዳሪ ክልል ኣምሓራ ኮይኖም ተመዚዞም
please wait

No media source currently available

0:00 0:03:10 0:00

XS
SM
MD
LG