ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣትለታት ተወላዶ ትግራይ ድሕሪ ክልተ ዓመታት ፍልልይ ምስ ስድራቤቶም ይራኸቡ

ኣትለታት ተወላዶ ትግራይ ድሕሪ ክልተ ዓመታት ፍልልይ ምስ ስድራቤቶም ይራኸቡ
please wait

No media source currently available

0:00 0:05:47 0:00

ኣትለታት ተወላዶ ትግራይ ድሕሪ ክልተ ዓመታት ፍልልይ ምስ ስድራቤቶም ይራኸቡ

ኣትለታት ተወላዶ ትግራይ ሰንኪ ኲናት ዝነበረ ጋግ: ድሕሪ ክልተ ዓመታት ፍልልይ ምስ ስድራቤቶም ይራኸቡ፡ ኣብ ኣዲስኣበባ ዝቕመጡ ተወላዶ ትግራይ ኣትለታት ንኽልተ ዓመታት ካብ ስድራቤቶም ተፈላልዮም ድሕሪ ምጽናሕ፡ ሎሚ ብእኩብ መቐለ ኣትዮም። እቶም ዕዉታት ውድድር ዓለምለኸ ጉያ እግሪ ኦሬገን ኣመሪካ ዝርከርቦም ኣትለታት ኣብ መዓርፎ ነፈርቲ ኣሉላ ኣባ፡ነጋ ስድራቤቶምን መሪሕነት እቲ ክልልን ተቐቢሎሞም።

XS
SM
MD
LG