ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣተሓባበርቲን ኣዳለውቲን ምትእኽካብ ገንዘብ ከተማ መቐለ እንታይ ይብሉ?


ብግዱሳት ነጋዶን ሰብ ሃብትን ትግራይ 250 ሚልዮን ብር ንምእካብ ዓሊሙ ትማሊ 14 ሓምለ 2011 ዓ.ም ኣብ ከተማ መቐለ ዝተኻየደ ምትእክካብ ገንዘብ ልዕሊ 500 ሚልዮን ብር ዝኣክል ቃል ከምዝተኣተወ ኣካቢ ኮሚቴ ምትእክካብ ገንዘብ ኣይተ ኣሸናፊ ሃይሉ ሓቢሮም።

ምስ ኣይተ ኣሸናፊ ሃይሉን ካልኦት መተሓባበርቲ ምትእኽኻብ እቶት ዝኮኑ ኣባላት ዝተኻየደ ቃለ መጠይቕ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ኣተሓባበርቲን ኣዳለውቲን ምትእኽካብ ገንዘብ ከተማ መቐለ እንታይ ይብሉ?
please wait

No media source currently available

0:00 0:07:11 0:00

XS
SM
MD
LG