ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ 5 ዞባታትን 1 ወረዳ ደቡብ ክልል ኢትዮጵያ ኣብ መዓልቲ ሃገራዊ ምርጫ ሕቶ ክልልነት ንምውሳን ምርጫ ከምዝካየድ ተገሊጹ


ኣብ ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝርከባ ሓሙሽተ ዞባታትን ሓደ ፍሉይ ወረዳን፣ ኣብ መዓልቲ ምርጫ ንሕቶ ክልልነት’ውን ንምምላስ ድምጺ ንክውሃብ ምውሳኑ፣ ንመረጽቲ ከምዘየደናግሮም ሃገራዊ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ገሊጹ። እቲ ረፈረንደም (ህዝበ ውሳነ) ንምፍጻም ልዕሊ 7 ሚልዮን ቅርሺ ባጀት ከምዝተመደበ'ውን ተሓቢሩ።

ርክብ ህዝቢ ቦርድ ምርጫ ሶልያና ሽመልስ "ሎሚ ‘ውን እንተኾነ መረጽቲ፣ ንኣባላት ቤት ምኽሪ ኢትዮጵያን ክልላዊ ቤት ምኽሪን ኣብ ሓደ መዓልቲ ከምዝመርጹ ብምዝኽኻር፣ ስለዚ ኣብ ልዕሊ’ዚ ሓደ ተወሳኺ መምረጺ ካርድ ምቅራብ እዩ" ክትብል ትገልጾ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።


ርእይቶታት ንምርኣይ

XS
SM
MD
LG