ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ጽላል ዙር ሩዋንዳ፤ ኤርትራዊያን ተቐዳደምቲ ዝሓዘት ሓዳስ ኣፍሪቃዊት ጋንታ ንቕድሚት ተማዕዱ


ኣብ ጽላል ዙር ሩዋንዳ፤ ኤርትራዊያን ተቐዳደምቲ ዝሓዘት ሓዳስ ኣፍሪቃዊት ጋንታ ንቕድሚት ተማዕዱ
please wait

No media source currently available

0:00 0:07:13 0:00

ኣብ ጽላል ዙር ሩዋንዳ፤ ሓዳስ ኣፍሪቃዊት ጋንታ ንቕድሚት ተማዕዱ

ዙር ሩዋንዳ 2023 ይካየደሉ ኣብ ዘሎ እዋን፡ ኣብዚ ውድድር፡ ንኤርትራዊያንን ሩዋንዳውያን ዝሓቘፈት፡ መይ ስታርስ (May Stars) ዝተሰምየት ጋንታ’ውን ትሳተፍ ኣላ። እዛ ጋንታ ኣብ ከምዚ ዝመስል ብመዐቀኒ ፈደረሽን ብሽክልታ ዓለም (ዩሲኣይ) 2.1 ዝዕቀን ክትሳፈት ፈለማኣ’ዩ። ብዛዕባ’ዛ ሓዳስ ጋንታ መብርሂ ንኽህበና ንናይ ቅድም ተቐዳዳሚን ናይ ሎሚ ኣስልጣኒን ኣኽሊሉ ሃይለ ካብ ሩዋንዳ ኣዘራሪብናዮ ኣሎና።

XS
SM
MD
LG