ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ጥቓ ኤምባሲ ኣሜሪካ ኣብ ቱኒዝያ ብዝተተኾሰ ነታጊ 5 አባላት ፖሊስ ምቁሳሎም ተገሊጹ


ኣብ ጥቓ ኤምባሲ ኣሜሪካ ኣብ ቱኒዝያ ብዘጋጠመ ርእሰ ቕትለታዊ መጥቓዕቲ ነታጊ ሓሙሽተ አባላት ፖሊስ ምቁሳሎም መሓውራት ዜና ቱኒዝያ ሓቢሮም።

ፖሊስ ኣብቲ ከባቢ ኤምባሲ ዘሎ ምንቅስቃስ ከምዝደረቱን ባንዴራ ኣሜሪካ ምስቲ ኣብቲ ቦታ ዝወደቑ ነገራት ከምዝተራእየ ተሓቢሩ’ሎ።

ኣብ ቀረባ ዓመታት እስላማዊ ጥሩፍ ጉጅለታት ንቱኒዝያ ዒላማ ብምግባር ብዝሒ ዘለዎም ሰባት ምቕታሎም ይፍለጥ።

XS
SM
MD
LG