ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ጎንጺ ደቡብ ኦሞ ካብ ዝተኣሰሩ ሰባት ኣብ ልዕሊ 390 ክሲ ምምስራቱ ኣመሓዳሪ'ቲ ዞባ ገሊጹ


ዞባ ኦሞ
ዞባ ኦሞ

ኣብ ደቡባዊ ኢትዮጵያ ዞባ ደቡብ ኦሞ፡ ዝሓለፈ ግንቦት ኣብ ጎንጺ ተሳቲፍኩም ተባሂሎም ተኣሲሮም ካብ መንጎ ዝጸንሑ 1500 ዝኾኑ ሰባት ን390 ክሲ ከምዝተመስረተሎም ተሓቢሩ።

ኣብቲ እዋን ንኣውርጃኦም ተወሳኺ ርእሰ-ምምሕዳር ክወሃብ ዝጽውዕ ሰልፊ ኣብ ዘካየድሉ እዋን እቲ ሰልፊ ናብ ጎንጺ ተቐይሩ ኣብ ከተማ ጂንካ ኣስታት 160 ኣባይትን ድኳናት ከምዝዓነወ ክግለጽ ጸኒሑ`ዩ።

ምኽትል ኣመሓዳሪ`ቲ ዞባ ዳማ በዛብህ ንድምጺ ኣመሪካ፡ ነቶም 390 ሰባት ንምኽሳስ እኹል መረዳእታ ሒዝና`ለና ኢሉ`ሎ።

XS
SM
MD
LG