ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ግዝኣት ኮሎራዶ ዘጋጠመ ባርዕ 513 ሚልዮን ዶላር ዝግመት ጉድኣት ምውራዱ ተገሊጹ


ሰበስልጣን ክፍለ ግዝኣት ኮሎራዶ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ብሰንኪ ዘጋጠመ ባርዕ ሓዊ ልዕሊ 513 ሚሊዮን ዶላር ዝግመት ንብረት ተጎዲኡ 1080ን ኣባይትን ህንፃታትን ምዕናው ገሊፆም።

እቲ ባርዕ ኣብ ታሪኽ እታ ክፍለ ግዝኣት ኣዚዩ ኣዕናዊ እዩ ተባሂሉ'ሎ:ሰበስልጣን ቅድም ክብል 991 ኣባይቲን ካልኦት ህንፃታትን ምዕናዎም ገሚቶም እንተነበሩ እውን ድሕሪ ተወሳኺ ዳህሳስ ሓዱሽ ኣሃዝ ሂቦም ኣለው።

ክልተ ሰባት ሃለዋቶም ኣይተፈለጠን ሰበስልጣን ግን ኣብ ሓደ ቦታ ዝተወሰነ ኣካል ሓደ ሰብ ምርካቦም ገሊፆም ኣለው።

ርእይቶታት ንምርኣይ

XS
SM
MD
LG