ኣካፍል
መሕተሚ
No media source currently available
ኣብ ጉዳይ ምጥያስ መሰጋገሪ መንግስቲ ክልል ትግራይ
ብጀነራል ታደሰ ወረደ እትምራሕ ኮሚተ ምጥያስ መሰጋገሪ መንግስቲ ክልል ትግራይ፡ ብዛዕባ ዕማማት እታ ኮሚተን ዝምስረት መንግስቲ ኣመልኪታ ሎሚ ጋዜጣዊ መግለጺ ሂባ ኣላ።