ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ጉዳያት ሰብኣዊ መሰላት ዝሰርሑ ሓሙሽተ ማሕበራት ሓባራዊ ምትእኽካብ መስሪቶም


ኣብ ጉዳያት ሰብኣዊ መሰላት ዝሰርሑ ሓሙሽተ ማሕበራት ሕብረት ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያ ዝተባህለ ሓባራዊ ምትእኽካብ ምምስራቶም ሎሚ ኣፍሊጦም።

እቶም ማሕበራት ዝጸንሓ አዋጅ ትካላት ገበርቲ ሰናይን ሲቪክ ማሕበረሰባትን ዕንቅፋት ኮይንዎም ከምዝጸንሓን ነቲ አዋጅ ንምምሕያሽ ኣብ ዝተታሓሓዘ ጻዕሪ’ውን ተስፋ ጌሮም ኣለው። ኣብታ ሃገር ይረአ ዘሎ ለውጢ’ውን ንስርሖም ዝሕግዝ ምኳኑ ገሊጾም ኣለው።

ተተካኢ ዳይሬክተር ጉባኤ ሰብኣዊ መሰላት(ሰመጉ) አቶ ቢንያም አባተ ኣብ ዝሓለፈ 26 ዓመታት ዒላማ ኾይና ዝጸናሕና ብሓይልታት ጸጥታ መንግስቲን ካልኦት አካላት መንግስቲን ዝፍጸሙ ዝነብሩ ምግሃሳት ሰብኣዊ መሰላት ስለዘቃላዕናዮ’ዩ ይብሉ ሎሚ ግን ኩነታት ተቀይሩ መንግስቲ ባዕሉ ብዛዕባ ዝፍጸሙ ምግሃሳት መሰላት ክዛረብ ጀሚሩ’ሎ ይብሉ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

XS
SM
MD
LG