ባህርዳር —
ኣብ መንጎ ኣመራርሓ ክልል ኣምሓራን ኦሮምያን ዝተፈጥረ ዝኾነ ግጭት ኮነ ዘይምርድዳእ የለን፡እዚ ናይ ውሑዳን ናይ ፖለቲካ ቁማርተኛታት ወረ’ዩ ክብሉ ምኽትል ሓላፊ ቤት ጽሕፈት ጸጥታ ክልል ኦሮምያ ኮነሬል አበበ ገረሱ ገሊጾም።
ኣብ ከባቢታት ዶብ ክልቲኡ ክልላት ዝፍጠሩ ጎንጽታት ነባሪ ፍታሕ ንምምጻእ ሓባራዊ ኮሚተ ምምስራቱ’ውን ወሲኾም ሓቢሮም ኣለው።