ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ዳርፉር ብሰንኪ 19 ግጭት ሰባት ሞይቶም


ዳርፉር
ዳርፉር

ጉጅለ ምክትታል ጉዳይ ተፈናቀልቲን ስደተኛታትን ኣብ ምዕራብ ዳርፉር ሱዳን፣ ብሰንኪ ዝተወለዐ ግጭት 19 ሰባት ድሕሪ ምቅታሎም፣ ኩነታት ሎሚ’ውን ኣይሃደአን ዘሎ ኢሎም ።

ወሃቢ ቃል’ቲ ትካል ኣዳም ራያል ንድምጺ ኣመሪካ ኣብ ዝሃቦ ርእይቶ "ቀጺሉ እንታይ ክኸውን ከምዝኽእል ኣቀዲምካ ምግማት ዝካኣል ኣይኮነን" ይብል።

እቲ ወሃቢ ቃል ዳርፉርን ጀበል ሙንን ዘይቅሱን ኩነታት የሕልፉ ኣለው ይብል።

XS
SM
MD
LG