ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ዞባ ኮንሶ 8 ህጻናት ብሕጽረት መግቢ ምሟቶም ሓደ ሆስፒታል'ቲ ከባቢ ሓቢሩ


ኮንሶ
ኮንሶ

ኣብ ኢትዮጵያ ክልል ደቡብ ዞባ ኮንሶ ሸሞንተ ቆልዑት ብሕፅረት መግቢ ምሟቶም ሆስፒታል ካራት ኣፍሊጡ።

ልዕሊ 400 ሰባት ብሕፀረት መግቢ ተጎዲኦም ኣብቲ ሆስፒታል ይሕከሙ ከምዘለው እቲ ሆስፒታል ወሲኹ ኣፍሊጡ ኣሎ።

ናይቲ ዞባ ቤት ፅሕፈት ሕርሻን ድልዉነት ሓደጋን ኣብቲ ዞባ ልዕሊ100,000 ሰባት ህፁፅ ረድኤት መግቢ ከምዘድልዮም ንድምጺ ኣመሪካ ገሊጹ'ሎ።

XS
SM
MD
LG