ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ዞባ ኦሞ ኣስታት 33-ሽሕ ሰባት ብሰንኪ ደርቂ ተጸበይቲ ሓገዝ ኮይኖም ከምዘለው ተገሊጹ


ፋይል
ፋይል

ኣብ ኢትዮጵያ ክልል ደቡብ ዞባ ኦሞ፣ ደርቂ ዘጥቀዖም ማሕበረሰብ ሰበኽ ሳግም ሰብኣዊ ረድኤት ይረኽቡ ከምዘየለው ኣባላት ቤት ምኽሪ ሃመርን የኛጋቶምን ገሊጾም።

ፈደራል መንግስቲ ኢትዮጵያን ትካላት ረድኤትን ህጹጽ ሓገዝ ንከቅርቡ’ውን ጸዊዖም።

ኣብ ክልቲኦም ከባቢታት፣ ልዕሊ 33-ሽሕ ሰባት፣ ተጸበይቲ ሰብኣዊ ረድኤት ኮይኖም ከምዘለው’ውን ተሓቢሩ'ሎ።

XS
SM
MD
LG