ኣብ ኢትዮጵያ ደቡብ ኦሮሚያ ዞባ ቦረና ደርቂ እናሓየለ ይመፅእ ከምዘሎ ናይቲ ዞባ ሓላፊ ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት ሓደጋ ኣቶ ጉዮ ጨርፊ ገሊፆም።
ንሶም ኣብዚ ሕጂ እዋን ኣብቲ ዞባ ልዕሊ 200 ሽሕ ሰባት ህፁፅ ረድኤት መግቢ ዘድልየሎም ከምዘለው ገሊጾም።መንግስቲ ዝርካቡ ሓገዝ የቕርብ ምህላዉ ዝሓበሩ ኣቶ ጉዮ እንተኾነ ግን ኩነታት ደርቂ ክገድድ ከምዝኽእል ገሊፆም።